ንሕና “Non una di meno”

ሰላም

ንሕና “Non una di meno” ዝተባሃልና ብብሕትን ብማሕበርን ንመሰል አብ ልዕሊዕን ዓመጻን ግፍዕን ዘጋጥመን ደቂ አንስትዮ ንምትሕግጋዝ ዝተበገስና ኢና እዛ ማሕበር ዓሚ አብ ክረምቲ ብምኽንያት እታ አብ ሮማ ብዓርካ ብግፍዒ ቀቲሉ ዘንደዳ ጎል አንስተይቲ። ካብ ሽዑ ዝተመስረተት ማሕበር እያ በዚ እዚ ድማ በቃ እምቢ ንግፍዕን ዓመፅን ደቂ አንስትዮ ንብል አለና ንሱ ድማ

አብ ገዛ

አብ ቤተሰብን

አብ ዝተፈላለዪ ቤት ፅሕፈት

እብ ዝሐለፈ. November  26/2016 አስታት 200 ሽሕ ዝኽውን ህዝቢ ሮማ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ጌሩ ኔሩ ብድሕሪ እዚ ተቃውሞ እዛ ማኅበርና በቃ ይአክል ንማዕርነትን መሰልን ደቂ አንስትዮ ብምባል ዝሕግዘናን ዝከላኽለልናን ሕጊ ንደሊ አለና ከምኡውን መሰልና ታሐልዩ ብዘይ ምፍልላይ አብ ኩሉ መዳይ

ክንሰርሕ

ክንቀሳቐስ

መንበር ፍቓድ ክዋሃበና

ሙሉእ መሰል ሕክምናን ትምህርትን ክህልወና መሰልና ንሐትት ።

አብ መወዳእታ ክንብሎ ንደሊ ብዘይ መሰል ደቂ አንስትዩ ቃልሲ ምፍልላይ ዓሌት አይሰርሕን እዮ

 

March 8 ማዐልቲ ደቂ አንስትዮ አብ ሙሉእ ዓለም ብምኻኑ አብ 30 ዝተፈላለዩ ዓዲ ሰልፊ ክንወፅእ ኢና እንተዳኣ መሰልና ዘይሕሎ ኮይኑ ንሐደ ሙሉእ ማዓልቲ አብ ዘዘለናዮ ደው ብምባል ንመሰልና ድምፅና ክነስምዕ ክንውዕል ኢና ከምኡውን ሽዑ ማዓልቲ ንምቅላስ መሰልና እብ ሚላኖ ናይ ሳዓት 6 ድ.ቀ. አብ ሬጆኖ ሎምባርዲና አኽቢርናዮ ክንውዕል ኢና

 

አድራሻ

Il pirellone via Fabio Filzi 22 MM2/MM3 centrale FS

ወይ ድማ

ንተወሳኪ ብመርበብ ሐበሬታ አብ

FACEBOOK: Non una di meno

ብምባል ክትውከሱና ትክእሉ ኢኹም  !!!

DOWNLOAD PDF